https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11885
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ናይ ኤሌክትሮኒክስ/ Dell latitude laptop ባትሪ/ ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 4, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 9, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 9, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 04/10/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 08/10/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ተመሳሳሊ ሰዓት3፡30 ይኽፈት

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 47 15