https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11879
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘርሁን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 4, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 9, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 9, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ናይ 2012ን ዓ/ም ዝተሃደሰ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ዘለዎ

3 ናይ 2012 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዘለዎ

4 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ኣብ ዉሽጢ 7 ተ መዓልቲ ዘቅርብ

5 ተጫረቲ መወዳደሪኩም ካብ 04/10/2012ዓ/ም ክሳብ 09/10/2012ዓ/ም ሰነድ ምዉሳድ ትኽእሉ

6 ፕሮፎርማ ዕለት 09/10/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30

7 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 09/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ሰዓት ይኸዉን

8 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋልእቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 444 41 94 98