https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1186
ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ንዝርከባ ተሽከርከርቲ መካይን ንበጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ዘገልግል ጎማ ፣ ካላማደሪያ ናይ መኪና ወንበር መሸፈኒን ጨርቂን ሙቐት መካላኸሊን ዕደጋ ከካይድ ስለዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ሮቆሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንዉድድር ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 23, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 8, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:እንዳሰላሰ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 11, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  1. በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ  ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ  ዘለዎም መረዳእታ ኣማሊኡ ዘቅርብ
  2. ርክክብ ንብረት ዝግበረሉ ቦታ ኣብ ከተማ መቐለ
  3. ጨረታ ኣብ ኣየር ዝዉዕለሉ እዋን ካብ ዕለት 23/ 05/ 2008 ዓ ም ክሳብ 08/06/ 2008 ዓ/ም
  4. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 08/06/2008 ዓም ሰዓት 2፡30 ናይ ንጎሆ
  5. ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 11/ 06 /2008 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ድሕሪ/ቀትሪ ኣብ መቐለ
  6. ተወዳደርቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ክፍሊ ቁፅሪ 11 ጉጅለ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ዘየምለስ ብር 30 ቅርሺ ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ እንዳከፈሉ ምግዛእ ይክእሉ
  7. ቤት ፅሕፈትና ኣብ ሰነድ ጨረታ ኣብ ሕድሕድ ኣይተም 20 % ናይ ምዉሳክ ወይ መቅናስ መሰል ኣለዎ
  8. ተወዳደርቲ ዝርዝር ምልክታ ጨረታ አብ ከተማ መቐለ ቤት ምኽሪ ዘርፊ ማሕበራት ምልከታ መለጠፊ ቦርድ አብ ከተማ ሰቲት ሑመራ ምልክታ መለጠፊ ቦርድ ተለጢፉ ስለዝርከብ ዝርዝር ሓበሬታ ምዉሳድ ምንባብ/ይኽእሉ