https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11826
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ዝኣረጉን ዝተሰባበሩን ወነበራት ፣ ናይ መኪና ባትሪ ፣ ጎማታትን ፣ ፍርጅን ፣ ኮምፒተራትን ፣ ሓፂን መፂን ካሳታትን፣ ሞባይል ቆፎ ንክትሸይጥ ስለዝደለየት ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት ዝተማኡ ተጫረቲ ንክትጫረቱ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 2, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 10, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሰነ 10, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 20 ክዕድግ ዝኽእል

2 ናይ ዘእተዎ ዋጋ 2% ብ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

3 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 01/10/2012ዓ/ም እስካብ 10/10/2012ዓ/ም ክወስዱ ይክእሉ እዮም

4 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 10/10/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት3፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝኽፈት ይኸዉን

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መመራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

6 እናመፃኹም እስፐስፊኬሽን ምዉሳድ ትክእሉ ኢኩ





ንተወሳኪ ሓበሬታ03 44 40 03 36/406968

1