https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11823
ፋብሪካ ስሚንቶ መሶቦ ደረቅ ፅዕነት ንምልዓል ብቅዓት ንዘለዎም 1ይ ደረጃ ዶብ ሰገር መጓዓዝያ ኣጎልግሎት ወሃቢ ትካላት ብጨረታ አወዳዲሩ ናይ ፋብሪካ ንብረት ኮል ካብ ጅብቲ ወደብ ናይ ፋብሪካ ስሚንቶ ከጋዓዕዝ ስለ ዝደለየ እዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ መጋዓዝያ ወሃብቲ ትካላት ንክትጫረቱ ብክብሪ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 1, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 6, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:100,000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሰነ 6, 2012 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ትራንስፖርት ግልጋሎት/

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ስራሕ ዘለዎ

2 ብበዓል መዚ እቶት ዝተፈቀደሉ ቅብሊት ከቅርብ ዝክእል

3 መኸበሪ ጨረታ 100,000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ጠቅላላ ኣብ ጅቡቲ ዘሎ 40 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ኮል ከማላልስ ዝክእል

5 ናይ መጓዓዚ ዋጋ ዝምልከት ተጫረቲ ን 1 ሜትሪክ ቶን ዋጋ ክገልፁ ይግባእ

6 ሰዓራይ ጨረታ ናይ ስራሕ ዉሕስና 100,000.00 ቀርሺ ክትሕዝ ይግባእ

7 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ 06/10/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ከእትዉ ዝክእሉ እንትኮኑ እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡15 ይክፈት ተጫረቲ ዝመልእዎ ሰነድ ሙሉእ እንተኮይኑ ኣብ ዘየለዉሉ እዉን ጨረታ ይክፈት እዩ

8 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 58 06