https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11821
ማሕበር መምህራን ክልል ትግራይ ዘገልገለት ማርቸዲስ ሞዴል 290GD መኪና ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 1, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 02:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ካብ ዕለት 02/10/2012 ክሳብ ዕለት 11/10/2012 ኣብ ስራሕ ሰዓት ሰነድ መዐደጊ 30 ብር ብምሓዝ ናብ ቤት ፅሕፈት መምህራን ማሕበር ክልል ትግራይ እና መፃኩም ናይ ጨረታ ሰነድ ክትዕድጉ ትክእሉ