https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11819
ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ ዝተፈላለዩ ቀወምቲ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ብመሸጣ ንብረት ከወግድ ስለዝደለየ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 1, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 10, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:500
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሰነ 10, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ናይ ምጭራት ዓቕሚ ዘለዎ ኩሉ ምስታፍ ዝኽእል ምኻኑ

2 እቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 27/09/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 10/10/2012ዓ/ም ንተኸታሊ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ጨረታ ሰነድ ብምግዛእ ክጫረቱ ዝኽእል ምኸኑ

3 ተጨራታይ ናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ብር 30.00 ዘይምለስ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክወስድ ዝኽእል ምኻኑ

4 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኸበሪ ትሕጃ ብር 500 ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

5 እቲ ጨረታ ዕለት 10/10/2012ዓ/ም ድሕሪ ሰዓት 8፡30 ተዓሺጉ ሰዓት 9፡00 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ድማ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይኽፈት

6 ኮሌጅና ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0 42 40 94 67