https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11804
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ኣብ ዝተመረፃ 9ተ ወረዳታት ንቃል ኪዳን ሶቖጣ ዲክለሬሽን ፕሮግራም ጉጅለ መተሓባርቲ ግልጋለት ዝዉዕል መኪና ክራይ ንምርካብ ስለዝደለና ብፕሮፎርማ ክትወደደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 29, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 2, 2012 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 2, 2012 10:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 28/09/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 02/10/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 10፡30 ይኽፈት

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 99 22