https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11784
ንቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ላፕቶፕ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 27, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 2, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 2, 2012 03:32 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

1 ናይ 2012ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት ቲን ከምኡዉን ዝተሓደሰ መቅረባይነት ናይ 2012ዓ/ም ዘለኩምን ኮፒ ዘቅርቡ

3 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 27/09/ 2012 ዓም ክሳብ 01/10/2012 ዓም ሰዓት 11: 30 ወሲድኩም ክተቅርቡ ትክእሉ

4 ፕሮፎርማ ዕለት 02/ 10/ 2012ዓም ሰዓት 3:30 ይክፈት

5 ናይቲ ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ልዕሊ 20000.00 እንተኮይኑ ቫት ዝተመዝገብኩም ቫት 7.5% ኣብቲ ቢሮ ተቆሪፁ ዝተርፍ ምኻኑ ክፍለጥ ይግባእ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344403447