https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11773
ቤት ፅሕፈት ልምዓት ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ኣቁሑት ክተቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 02/10/2012 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 26, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 2, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 2, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ዝተዓሸገ ፖስታ ዋጋ ዝመልኦ ኣካል ፌርማን ማህተምን ክገብንረሉ ኣለዎ

2 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ዕለተ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 26/09/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 02/10/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት 9፡00 ድሕሪ ሰዓት ቤት ፅሕፈት ልምዓትን ምምሕዳርን ከተማ መቐለ ይኽፈት

3  ተወዳዳራይ ተዓዋታይ ምካኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ኣትሒዙ ኣብ ዉሽጢ 7 መዓልቲ እቲ ንብረት ክቐርብ ኣለዎ

4ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

5 ቲን ናምበር ዘለኩምን

6 አብ ናይ መቕረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገብኩምን ክትኮኑ ይግባእ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 95 15