https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11750
ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ናይ ልምዓት ሕርሻን ሓላ ስነ ከባብን መዓድንን ኢነርጅን ቤት ፅሕፈት ከተማ መቐለ ንሓሙሽተ ክፍለ ከተማታት ማለት እዉን ናይ ኹሓ ፣ ሓድነት ፣ ዓይደር ፣ ሓወልቲን ፣ ሰሜንን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መዳበርያ ዱኩዒ ንምጉዕዓዝ ናይ ትራንስፖርትን መፅዓንን መራገፍን ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ካብ እንደርታ ዩኔን መደብር ናብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ክጉዓዓዝ ስለዝደለየ በዚ ዘርፊ ፍቃድን ሊቭረ ዘለኩምን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ቤት ፅሕፈትና ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 26, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 28, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 28, 2012 03:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 ማህተም ዝዓሮፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 25/09/2012ጀሚሩ ክሳብ ዕለት ዕለት 27/09/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00

3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገበሉን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም

4 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሓድስን ናይ መቅረባይነት ዘለዎ

5 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 28/09/2012ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00

6 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 87 57