https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11732
ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ኣብቲ ከተማ ቀበሌ 02 ዝዳሎ ሰፈር ልምዓት ፕላን /NDP/ ካብ ናይ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣማከርቲ ወይ ድማ consultant ክዕድም ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 25, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 8, 2012 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሰነ 8, 2012 11:32 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ/ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/

1 ግብሪ እዚ ዘመን ዝከፈልኩም በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ዘለኩም

3 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ መረዳእታ መቅረባይነት ዘቅርቡ

4 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩንሉን በቢ ወርሑ ዲክለር ዝገበሩኩምሉ መረዳእታ

5 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 24/09/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 08/10/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ናብ ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ናብ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፀሪ 301 እናመፃእኩም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ክትገብሩ ትክእሉ

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 45 23 86 /03 42 45 45 63