https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11697
ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከባ ተሽከርከርቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን መቕረብቲ ዝኾንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 22, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 25, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 25, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ዘለዎን ናይ ዘመኑ ዘሐደሰን

2 ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ዘለዎ

3 ኣብ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበን ምካኑ ዝተሓደሰ ሰርተፊኬት ዘቅርብ

4 ናይ ቫት ትኦቲ ተመዝጋቢ ተኮይኑ ኣብ ዝመልኦ ዋጋ ቫት ሓዊሱ ክመልእ ኣለዎ

5 ፕሮፎርማ ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሓሉ ካብ 21/09/2012ዓ/ም ክሳብ 25/09/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኮይኑ ዕለት 25/09/2012ዓ/ም 4፡00 ተጫቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ብዘለዎ ይኽፈት ተጫረቲ ብዘይ ምርካቦም ከይዲ ጨረታ ኣይተኣጋጎልን

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ