https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11678
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣብ ዝተመረፃ 2ተ ወረዳታት ንቃል ኪዳን ሶቆጣ ዲክለሬሽን ፕሮግራም ጉጅለ መተሓባባርቲ ትዉዕል ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 20, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 21, 2012 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 21, 2012 10:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 19/09/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 21/09/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 10፡30 ይኽፈት

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 47 15