https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11665
ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላለየ ዘገልገለ ንብረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 19, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 25, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:1,000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 25, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 መኸበሪ ጨረታ ብር 1000.00 ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

2 ተጫራታይ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3 ተኸታታሊ ናይ ስራሕ መዓልቲ ገንዘብ ኣታዊ ገይሩ ክወስድ ዝክእል

3 ተጫራታይ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ገንዘብ ኣታዊ ገይሩ ንብረት እንተዘይወሲዱ ንመኸበሪ ጨረታ ዘትሕዞ መጠን ገንዘብ ናብ መንግስቲ ኣታዊ ይኸዉን

4 ናይ ዝሽየጥ ዝርዝር ንብርት ዝሓዘ ሰነድ ካብ ኤጄንስና ምዉሳድ ዝኽእሉ ኮይኖም ክሳብ 25/09/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ምዉሳድትካኣል

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 25/09/2012ዓ/ም 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ተወዳደርቲ ኣብ ዝተረከብሉ ዝኽፈት ኮይኑ ተወዳደርቲ እንተዘይትረኪቦም እዉን ጨረታ ምኽፋት ኣየተኣጋግሎን

6 ተወዳደርቲ ሽም ፣ ኣድራሻ፣ ሞባይል ቁፅሮም ፌርምኦምን ብንፁር ክመልኡ ኣለዎም

7 ኤጄንስና ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 4240 00 09