https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11634
ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዝስዕቡ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 18, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 20, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 20, 2012 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ምልክታ ፕሮፎርማ ዝምልከት ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን ናይ መቕረባይነት ሰርትፊኬት ቲን ቑፅሪ ዘለዎ ምካኑ ብግልፂ ዘንብብ መረዳአታ ከቅርብ ይግባእ

2 ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 17/09/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 20/09/2012 ሰዓት 4፡00 ኣብ ቢሮ ትመህርቲ 1ይ ደብሪ ዕደጋ ክፍሊ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይካኣል

3 ፕሮፎርማ ዕለት 20/09/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡15 ተዓሺጉ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት

4 እቲ ቤት ዕዮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ፕሮፎርማ ብመሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ . 03 44 40 34 77 /03 44 40 82 99