https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11629
ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም 2ይ ፍርቂ ዓመት ንሆስፒታል ዓብይ ዓዲ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናወቲ ፅሬትን ፣ ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ 17/09/2012ዓ/ም ክሳብ 02/10/2012ዓ/ም ኣጫሪቱ ንዝሰዓረ ዉዕሊ ክኣስር ንደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 18, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 2, 2012 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:ዓ/ዓዲ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 2, 2012 02:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም፣ ሓደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል፤

2  ተመዝገብቲ መለለይ ቁፅሪ ከፋልነት ግብሪ ዘለዎ፣

3 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ፣ ሓደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል፤ ናይ ወርሒ ሚያዝያ  2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ

4 ናይ 2012ዓ/ም ግብሪ ዝኮፈልኩም ወይ ድማ ዘሐደስኩም ሓደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል፤ ዝተሓደሰ ወረቀት መቅረባይነት ዘለዎ

5 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 20.00 ቅርሺ ከፊሎም ምዉሳድ ይክእሉ

6 መክበሪ ጨረታ ከትሕዝ ብጥረ ገንዝብ ወይ ድማ ብስፒኦ ዝክእል 3000.00 ከትሕዝ ዝክእል፡

7 ሰዓራይ መኸበሪ ጨረታ 10 ሚኢታዊ ከትሕዝ ዝክእል

8 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ 17/09/2012ዓ/ም ክሳብ 02/10/2012ዓ/ም እዩ

9 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 02/10/2012 ዓ/ም ሰዓት 2:00 ተዓፅዩ

10 ጨረታ ዝክፈተሉ 02/10/2012 ሰዓት 2፡30 ይክፈት፡፡

11 ዝሰዓሮ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ናብቲ ሆስፒታል ዘቅርብ፤

12 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚኢታዊ ናይ ምውሳክን ምቅናስል መሰል ኣለዎም

13 ተጫራቲ ሽም ማህተም ፊርማ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ እንትኮይኑ አብ ጎኑ ፊርማ ተዘይሃሊዎን ተቀባልነት የብሉን፡፡

14 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ፡፡

ንዝበለፀ ሓበሬታ ሞባይል 0344-460050 /51 ምሕታት ይከኣል እዩ፡