https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1162
ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስነ ወረዳ ኣሕፈሮም አብቲ ወረዳ ንዝሳለጡ መሰረት ልምዓት መሳለጢ ዝዉዕል ካብ መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካ ናብ እንትጮ ስሚንቶ ከጓዓዕዝ ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ወይ ሰብ ደረቅ ፅዕነት መካይን ንክትጫረቱ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 18, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 3, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ኣሕፈሮም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 3, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ብመሰረት እዙይ

 1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩም

 2 ካብ ት/ፋይናንስን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዘለዎ

 3 መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገበ /TIN Number/ ዘለኩም

 4 ሊብሬ ወይም ዋናነት ዘለኩምሰብ ደረቅ ፅዕነት መካይን ንክትጫረቱ ወይ ወዳደሩ ንዕድም ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50 ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ከ/ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምም/ ርን ቁፅሪ ገዛ 9 እዚ ማስታወቂያ ካብ ዝተጋወሐሉ 17 /5 /2008 ጀሚሩ  ኩሉ ግዜ አብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከኣል

5 ናይ ጨረታ መኽበሪ /ቢድ ቦንድ/ ንሕድሕዶም 5000 ብር ብጥረ ቅርሺ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል::

6 ጨረታ መሸነፊ ምስተፈለጠ አብ ዉሽጢ ዝተዋሃቦ መዓልቲ ዉዕል አሲሩ ከጓዓዓዝን ዝክእል ሕጋዉያን ነጋዶ ሰብ መካይን ንክትጫረቱ ንዕድም

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድኩም  ብዝተዓሸገ  ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንድቅ ክተእትዉ  ትክእሉ::

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 3/6/2008 ዓ/ም ድ/ቀትሪ 8:00

9 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 3/6/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድ/ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዉያን ወኪላቶም ዝተረከብሉ ወይ ብመምርሒ መሰረት  ይክፈት::

10 እዚ ዋጋ እዙይ ን45 ማዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ::

    NB  ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ  መማረፂ  እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብምሉእ  ናይ  ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ  0344490067  ሞባይል  0914763587 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል::