https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11618
ምልክታ ሊዝ ጨረታ ቤት መዘጋጃ ከተማ ራማ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም 2ይ ዙር ጨረታ ንመንበሪ 86 ፣ ንትካላት 7ተ ፣ ንሕዉስዋስ 45ተን ፣ ንመዐደሊ ነዳዲ 1 ብድምር 139 ብሎት ብምደላዉ ናብ ተጠቀምቲ ብሎት አወዳዲሩ ከሕልፍ ስለ ዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዘተዘርዘሩ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 15, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 21, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 24, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መሬትን ሊዝን/

1 ሰነድ ጨረታ ካብ 07/09/2012ዓ/ም ክሳብ21/09/2012ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ይሽየጥ

2 ተጫረቲ መኸበሪ ጨረታ ስፍሓት ቦታ እንትባዝሕ ናይቲ ቦታ ዋጋ 5 ሚኢታዊ ኮይኑ ናይ ጠቅላላ ዋጋ ሊዝ ዋጋ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ ዝክአሉ

3 ሰዓራይ ጨረታ ኣብ 10 መዓልቲ ቅድሚ ክፍሊት ከፊሉ ዉዕሊ ክኣስር ኣለዎ

4 ዘእትዎ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዩዎ ተቀባልነት የብሉን

5 ሰነድ ጨረታ ዝዕፀወሉ 21/09/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 እንትከዉን 21/09/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ዝዕሸግ እንትከዉን ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 24/09/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡00 ናይ ንጉሆ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይከዉን

6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ