https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11599
ለምለም ካርል ሆስፒታል ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት፣ ንሕሙማት ምግብን ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ የደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 15, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 27, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:ማይጨዉ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 27, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኣቅርቦት ምግቢ /

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን

2 ቲን መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎን

3 ጨረታ መኸበሪ 3000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልን

4 ጨረታ ሰነድ 30 ብር ብምክፋል ካብ ማይጨዉ ሆስፒታል ቢሮ ፋይናንስ መፂኩም ትወስዱ እትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ

5 እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉኩም ትራንስፖርት ዝተምፅእዎ ምካንኩም ንገልፅ

6 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ክከፍል ዝክእሉ

7 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን ዕለት ካብ 13/09/2012ዓ/ም ስካብ 27/09/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ይከዉን

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 27/09/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 እንትከዉን ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 27/09/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኣብ ሆስፒታል ማይጨዉ ቢሮ ይኸዉን

9ጨረታ እንትክፈት ባዕሎ ወይም ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

10 ጨረታ ሰዓራይ ካብ ዝተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

11 እቲ ስርዝ ድልዝ እንተየሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 47 57 74