https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11593
ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ሕትመት ጥራዝ ሃፍቲ ምዝገባን ቅጥዒን ሰርተፊኬትን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ 13/09/2012ዓም ክሳብ 17/09/2012ዓ/ም ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፖስታ ናብ ኮምሽን ፖስታ ናብ ኮምሽን ስነምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ክ/ት ቢሮ ቁፅሪ 261 ንክተቕርቡ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 14, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 17, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 17, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ናይ 2012ዓ/ም ጥራሕ ዝተሓደሰ ጥራሕ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ክተቕርቡ ትክእሉ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን

2 ቲን ቁፅሪ ዘለዎ ከትሕዝ ዝኽእል

3 ብመቕረባይነት ዝተመዝገብኩም

4 ፖስታ ዝዕፀወሉ ዕለት 17/09/2012 ድሕሪ ሰዓት 8፡30

5 ፖስታ ዝኽፈተሉ ዕለት 17/09/2012 ድሕሪ ሰዓት 9፡00

6 ፕሮፎርማ ኣብ ዝኽፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ክርከቡ ዝኽእሉ ምካኖም

ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 40 44 17