https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11585
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ቅድሚት ፓራወልት ( front bumper) ምስ መፀገኒኡ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተቕርቡ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 14, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 17, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 17, 2012 04:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ብዘርፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ

2 ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርተፊኬት ቲን ቁፅሪ ዝሓዘ

3 ቫት ተመዝገብቲ እንተኾንኩም ናይ ቫት ሰርተፊኬት ኮፒ ዘቅርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ኽከዉን ኣለዎ

4 ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ክሳብ 17/09/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ናይ ቅ/ሰዓት ይኸዉን

5 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኩን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 5 56