https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11584
ኤጄንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ ካብ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ መካይን ጎማታትን ባትሪን ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 14, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 28, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 28, 2012 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 በቢ ዘርፉ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ተወሳኪ እሴት ታክሲ ፣

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር

3 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት

4 ናይ ወርሒ መጋቢት ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘወራረዱሉ መረዳእታ ዘቅርቡ

5 መኸበሪ ጨረታ ን ናይ መካይን ጎማታትን ባትሪን 4000 ቅርሺ፣ ን ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ 5000 ቅርሺ ፣ ሕጋዊ ብዝኮነ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 መሸጢ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል እቲ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ካብ 14/09/2012ዓ/ም ክሳብ 28/09/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 እቲ ኤጄንሲ ዝሓሸ መመረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 23 62