https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11579
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዞም ስዒቦም ዝቀርቡ ንብረታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም ሎት 1 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ሎት2 ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑት
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 13, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 28, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 28, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

ተጫረቲ ከማልኡዎ ዝግባእ ረቃሕታት

1 ናይ ዘመኑ ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰ ፣ መረጋገፂ መለለይ ቁፅሪ ከፋልነት ግብሪ ቲን ናምበር ዘለዎም ከምኡ እዉን ዝተሓደሰ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ወረቀት

2 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ መጋቢት  2012ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ

3 መኸበሪ ጨረታ ንሎት1 10000.00 ቅርሺ ንሎት2 15000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ  ከትሕዝ ዝክእል

4 ሰነድ ጨረታ ሓደ ዋናን ሓደ ቅዳሕን ፋይናንሻል ከልተ ሰነዳት ከምኡ እዉን ሰነድ ብዘተዓሸገ ፖስታ ኣብ ዝተደለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ቢሮ ቁሪ 42 ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ምእታዉ ይክእሉ

5 እቲ ጨረታ ካብ 13/09/2012ዓ/ም ጀሚሩ ን 15 ተካታተልቲ መዓልትታት ኣብ ኣየር ዝፀንሕ እንትኸዉን 28/09/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡00 ይክፈት

6 ሰዓራይ ትካል ብዝቀረበ ዝርዝር መዐቐኒ መሰረት እቶም ንብረት ከቀርብ ኣለዎ

7ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 47 15