https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11565
ጥምረት ኤች ኣይ ቪ ፖዘቲቭስ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትግራይ ናይ መኪና ቱፕለስ ጎማ ቁፅሪ ጎማ፣ ኮምፒተር ክገዝእ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ንዘለዉ ሮቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ናብ ቤት ፅሕፈትና ብምምፃእ ንቲ መምልኢ ዋጋ ጨረታ ቅጥዒ መፅኢኩም ንክትወስዱ ነተሓሳስብ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 12, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 24, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 24, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ 2012ዓ/ም

2 ብዚ ዓመት ግብሪ ምኽፋሎም ልረጋገፅ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል

3 ናይ ግብሪ መለለይ ቁፅሪ ዘለኩም

4 ሲፒኦ ካብ ጠቅላ ዋጋ 2 ሚኢታዊ በቼክ ምቕራብ ዝኽእል

5 እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ንተከታታሊ 10 መዓልቲ ናይ ስራሕ ሰዓት ተጫረቲ ንቲ ሰነድ መምልኢ ቅጥዒ ንክትወስዱ እናሓበርና እዚ ጨረታ ዕለት 01/06/2020 ኣ/ፈ ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ይክፈት

6 ትካልና ንዚ ጨረታ ብክፋል ኮነ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ