https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11560
ኤጄንሲ ልምዓት ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ኣቁሑት ክተቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 13/09/2012 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 12, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 13, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 13, 2012 09:02 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ቲን ናምበር ዘለኩምን

3 ኣብ ናይ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገቡኩም ምካንኩም

4 ተወዳዳራይ ተዓዋታይ ምካኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ኣትሒዙ ኣብ ዉሽጢ 7 መዓልቲ እቲ ንብረት ክቐርብ ኣለዎ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 85 06 /15