https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11555
ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕ/ሕ/ስ ዕቃርን ልቃሕን ፋና መናእሰይ ጀነሬተር ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም መቕረብቲ ዉልቀሰባትን ትካላትን ንክትሳተፉ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 12, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 20, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:150,000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:500
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 20, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

1 ዝተሓደሰ ፍቓድ ንግዲ 2012ዓ/ም ግብሪ 2011ዓ/ም ዝኸፈልሉ መረዳእታ ፣ ምዝገባ ንግዲ ተወሳኺ ታክስ እሴት መለለይ ግብሪ ከፋላይነት ቲን ካልኦት ንጨረታ ዝሕግዙ መረዳእታታትን ምስ ዋናን ዝተገናዘበ ዘይምለስ ቅዳሕ ከቕርብ ዝከእሉ

2 ተጫረቲ ንዘቅርብዎ ንብረት ኣብ መቐለ ናብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ምካኑ ፈሊጡ ክሳተፍ ኣለዎ

3 ሰነድ ጨረታ ኣብ ህንፃ ካሳቴ ብርሃን 2ይ ደብሪ  ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ፋና መናእሰይ ካብ 10-20 ጉንበት 2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 500 ብር ብምክፋል ምዕዳግ ይካኣል

4 ተጫረቲ መኸበሪ ዉሕስና ጨረታ 150,000.00 ቅድመ ኩነት ኣብ ዘይብሉ ናይ ባንኪ ዉሕስና ቢድ ቦንድ አዋና ዉዕሊ ክሳብ ዝዛዘም ከትሕዙ ይግባእ

5 እቲ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ፋና መናእሰይ ዕለት 20/09/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብለ ይኩን ዘይተረከብሉ ይክፈት

6 ጨረታ ሰዓራይ ዉፅኢት ካብ ዝተገለፀሉ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ኣለዎ

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 65 46