https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1152
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ኬሚካላት ላባራቶሪ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 18, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 2, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 2, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

   ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእም ረቆሓታት

  1. ናይ ዝወዳደረሉ ንግዲ ዘርፊ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ምቅረባይነትን መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል::
  2. አብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2008  ዓ/ም ዲክለር  ዝገብርሉ መረዳእታ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል::
  3. ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 50 እናከፈልኩም ካብ 17/ 05/ 2008 ዓ/ም እስካብ ዕለት 2/06/ 2008 ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ እምባ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን  ፋይናንስን ምምርን ንብረት ምውሳድ ዝክእል
  4.  እቲ ጨረታ 2/06/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 5፡30 ቅድሚ ቀትሪ አብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ እምባ ይክፈት  
  5. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ  ምስራዝ መሰል አለዎ
  6. ንትወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344470279 /0344470556 ደዊልካ ምሕታት ይካአል::