https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11512
ትግራይ ኩለመዳይ ዕደጋ ፌደሬሽን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ካብ መተሃራ ፣ ኣዳማ ፣ ወንጂ፣ ከምኡ እዉን ከሰም ብማእኸላይ ዋጋ ብምዉፃእ ናብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ትግራይ አአወዳዲሩ ስኻር ከጓዓዕዝ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጡ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 8, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ጉንበት 16, 2012 09:15 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:50,000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ጉንበት 16, 2012 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 ብናይ ደረቕ ፅዕነት ትራንስፖርት ናይ 2012 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ናይ ግብሪ መኽፈሊ መለለይ ካርድ ቲን ቁፅሪ

2 ናይ ተሽከርከርቲ ብቃዓት መረጋገፂ ዝተሓደሰ ናይ 2012ከቅርብ ዝክአል

3 ናይ ጨረታ መከበሪ ቢድ ቦንድ ብር 50,00.00 ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ናይ ዝሰዓሮ መጠን ስኻር ካብ ዝተፈለጠ ሕጋዊ እዉቅና ዘለዎ እንሹራንስ ናይ መድሕን ዉሕስና ከቅርብ ዝክእል

5 ኩሎም ተጫረቲ ሰነድ ካብ 07/09/2012ዓ/ም ከሳብ 16/09/2012ዓ/ም ካብ ዋና ቢሮ ከተማ መቀለ  ዘይምለስ 100 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

6 እቲ ጨረታ ዕለት 16/09/2012 ዓ/ም ሰዓት 9:15 ተዓፅዩ ኣበቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ተጫረቱ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት::

7 ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5ተ መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ዝክእል፤

8 እዚ ጨረታ ትካልና እንተዘይተስማሚዑ ብክፋል ይኩን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 41 99 13 /03 44 41 08 30 / 03 42 41 52 64