https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11482
ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ኣክስዮን ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ስፖርት ዕጥቅታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 7, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 18, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 18, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 በቲ ዝተጠቀሰ መስፈርት መሰረት ኣማሊኡ ንከቕርብ ዉዕሊ ዝአስር

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ካብቲ ጠቕላላ ዝተመልአ ዋጋ 5 ሚኢታዊ ብብር ወይካዓ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ጨረታ ተከፊቱ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ኣብ ትካልና ቀሪቡ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

5 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ናይ ትካል ፋይናንስ ዘይምለስ 50 ብር እናኸፈለ ምውሳድ ይክእሉ

6 ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ካብ 04/09/2012ዓ/ም ክሳብ 18/09/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 እቲ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ብኮሚቴ ተኣሽጉ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት

7 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 45 16 89/ 09 14 17 88 87