https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11480
ማእከል ቤት ህንፀት ዉቅሮ ካብ በጀት 2012ዓመት መሳርሒ ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረታት ንምግዛእ ን ተሃነፅቲ ዝምግብ ነጋዳይን ንምሃብን ይደሊ ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ወይ ድማ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን፣ ከምኡ እዉን ንተሃነፅቲ ንሓደ ዓመት ዝምግብን ነጋዳይ ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ክዕድግ /ክህብን ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 7, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 20, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዉቅሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 20, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ካፌን ሬስትራንትን/

1 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ናይ 2012ዓ/ም ዘይምለስ ቅዳሕ ዘቅርቡ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዝተሓደሰ ምሰከር መቅረባይነት

3 ተመዝጋቢ ተወሳኪ አሴት ታክስን ናይ ወርሒ መጋቢት 2012 ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ ዘቅርብ

4 መኸበሪ ጨረታ  ናይ ህንፃ መሳርሒ፣ኤሌክትሮኒክስ 7000.00 ቅርሺ ፣ ናይ ተሃነፅቲ ምግብ 20000.00 ቅርሺ፣ ኤሌክትሪክን3000.00 ቅርሺ  ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከቅርቡ ዝክእሉ

5 እቲ ጨረታ 07/09/2012ዓ/ም ክሳብ 21/09/2012 ይፀንሕ

6 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ድማ 21/09/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ማእከል ቤት ህንፀት ዉቅሮይክፈት

7 መኽበሪ ጨረታ  ፀኒዑ ዝፀንሓሉ 30 ናይ ስራሕ መዓልቲ እንትኮን ዉዕሊ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ድማ 15 መዓልቲ ይኸዉን

8እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 43 08 43/0 914 14 88 62