https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11447
ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒ ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 5, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 7, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 7, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር፣ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ፣ ናይ መቕረባይ ምስክር ወረቐት መረጋገፂ ዘቅርብ ፣

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር ኣቅሓ ካብ ዕለት 04/09/2012ዓም ጀሚሩ ምዉሳድ ይከኣል

3 እቲ ፕሮፎርማ  ዕለት 04/09/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 07/09/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናይ ንጉሆ ኣታዊ ይከዉን

4 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 07/09/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት

5 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬተ ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 01 77