https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11441
ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉል ናይ ኤሌክትሮኒክስን ፣ናይ ቢሮ ኣቅሑትን /ፈርኒቸር/፣ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 4, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 18, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 18, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎን ፣ ናይ ዘመኑ ዘሐደሰ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ/ቲን ናምበር/ ዘቅርብ ፣ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገበ

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ቢድ ቦንድ ፈርኒቸር 3000 ቅርሺ ፣ ኤሌክትሮኒክስ 3000 ቅርሺ፣ ብሽም ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ኣብ ጨረታ ዝተከፈተሉ ዕለት ከትሕዝ ኣለዎ

4 ናይ ጨረታ ሰነድ ቤት ፅሕፈትና ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ቢሮ ቁፅሪ 26 ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 03/09/2012ዓ/ም ክሳብ 18/09/2012ዓ/ም ክሳብ 3፡00 ናይ ንጉሆ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይካኣል

5 እቲ ጨረታ 18/09/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም አብ ዝተረከቡሉ ዘይተረከብሉን ይክፈት

6 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ ቀረባ እዋን ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ ዘቅርቡ

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 10 99