https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11407
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ኣዳራሽ ወንበር / ፈርኒቸር/ ፣ ናይ መኪና መቃያየሪ ኣቅሑትን፣ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 30, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 14, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 14, 2012 05:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ 2012ዓ/ም፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ወረቀት ምስክር ዘለኩም፤

2 መቅረባይነትን ወረቀት ምስክር ዘለኩም፤

3 ተወሳኺ እሴት ታክስ ምዝጉባት ዝኾኑን ናይ ወርሒ የካቲት 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል፤

4 መኸበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት 3,000.00 ቅርሺ ፣ ንፈርኒቸር 10,000.00 ቅርሺ ፣ ንስፔር መኪና 5,000.00 ፣ ንኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን 4,000.00፣ ብጥረገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትሕዝ ኣለዎ።

5 ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ ወረዳ ኣ/ወንበርታ ከ/ስ /ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ንብረትን ኮይኑ ናይ ሰነድ ዋጋ 50.00 ጥራሕ ቅርሺ ይኸውን።

6 ዋጋ ን45 መዓልቲታት ፀኒዑ ይፀንሕ

7 ተጫረቲ ብናይ ባዕሎም መፅዓንን መራገፍን መጋዓዝያን ናብ ቤት ፅሕፈትና ኣታዊ ዝገብሩ

8 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን ካብ 29/08/2012ዓ/ም ክሳብ 14/09/2012ዓ/ም ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ 14/09/2012 ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ በቲ ተጠቂሱ ዘሎ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:30 ይክፈት።

9እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

መብርሂ ንተወሳኪ ሐበሬታ ብ 0343-400033/10 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል።