https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11384
ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ን ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ዲኮር ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 29, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 3, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 3, 2012 03:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ማህተም ዝዓሮፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 28/08/2012ጀሚሩ ክሳብ ዕለት ዕለት 30/08/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00

3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገበሉን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም

4 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 03/09/2012ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 87 57