https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11338
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ዝተፈላለያ ሴክተር ኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ዝርከብ ዝተፈላየ ዘገልገሉ ናይ ቢሮ ኣቅሑትን ኤሌክትሮኒክስን ከመኡ እዉን ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ቅያር ስፔር ጎማ ባትሪን ኣብ ኣብያተ ንባብን ካልኦትን ዝርከብ ዘገልገሉ መፃሕፍትን ወዘተ ንመላእ ነበርትን ንግዲ ማሕበረ ሰብን ከተማ መቐለ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 24, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 3, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2,000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 3, 2012 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ተጫረቲ ዝተሓደሰ ናይ ነባራይነት መለለይ ካርድ ማለት መታወቅያ ከቅርብ ዝኽእል

2 ዝኾነ ይኹን ፍቓድ ንዘለዎም ድማ ናይ ዘመኑ ግብሪ ብምኽፋል ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ  ደኣንት ንዝኾኑ ድማ ዝተሓደሰ ናይ ደኣንት ሰርተፊኬት ከቅርቡ ዝኽእሉ

3ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ቢሮ ቁፅሪ 31 ምልክታ ካብ ዘወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ጨረታ መግዝኢ 30 ብ ጥራሕ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

4 ናይ ጨረታ መኸበሪ ሲፒኦ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ እዉን ብጥረ ገንዘብ ብር 2000.00 ከትሕዙ ዝኽእሉ

5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 03/09/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ይከዉን

6 ጨረታ ዝክፈተሉ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከብሉ ዕለት 03/09/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ድሕሪ ቀትሪ ይኽፈት

7 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 87 57