https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11326
ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ብምኽንያት ህፁፅ ጊዜ ኣዋጅ ኣብ ሰራሕተዓታቱ ንዝተፈጠረ ናይ ትራንስፖርት ፀገም ንምፍታሕ ካብ ዕለት 30/08/2012ዓ/ም ጀሚሩ ሰራሕተኛታት ቢሮ ፍትሒ ዘመላልሳ በቲ ሐዚ ወፂኡ ዘሎ ስታንዳርድ 50 ሚኢታዊ ቀኒሰን ክፅዕና ብዝወፀ መምርሒ መሰረት ካብ 12 ክሳብ 15 ሰብ ክሕዛ ዝኽእላ 03 ቅጥቅጥ ኣዉቶብሳት ተኻርዩ ክግገል ይደሊ በዚ መሰረት ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ክሳብ 26/08/2012ዓ/ም ክተቅርቡ ትክእሉ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 23, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 26, 2012 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 26, 2012 02:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዋንኡን ሐደ ኮፒን ከቅርበ ዝክእል

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 87 14/0914096970 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ