https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1132
ኣበርገለ ዓለምለከ ልምዓት ሃፍቲ እንስሳት ኣብ ኣሉላ ኣባነጋ መዕረፎ ነፈርቲ ዝርከብ ብትን ሳዕሪ ናብ ትካሉ ከጋዕዝ ይደሊ ስለዚ ዉን ካብዚ ንታሕቲ ረቀሒ እተማልኡ ተጫረቲ እቲ ሳዕሪ ካብ ኣሉላ አባነጋ መዕረፎ ነፈርቲ ናብ አበርገለ ዓለምለከ ልምዓት ሃብቲ እንስሳት ከጋዕዝ ዝደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 12, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 23, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 23, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/
  • ልዕሊ 3ተ መካይን ወይ ምስተሓብተን ከቅርብ ዝክእል
  • ሰዕሪ ዝመላለሰሉ መዓልቲ ሰኒ ረቡዕ ዓርቢ
  • ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ
  • ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ 5ተ መዓልቲ ዉሽጢ ብዝተዓሸገ ፖሰት ምቅራብ ይክእል
  • ኣብ ዉሽጢ ሓደ ወርሒ ኣጎዓዒዙ ክዉድእ ዝክእል

ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ዋጋ ዘይምለስ 20 ቅርሺ ከፊልኩም ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል

ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 23/ 01 /2016 ሰዓት 4 ፡00 ይከዉን
መዘካከሪ ሳዕሪ ዘራግፋን ዝፅዕኑን ሰራሕተኛታት ትካልና ባዕሉ የቅርብ