https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11296
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ወጅራት ኣብ በጀት 2012ዓ/ም ናይ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገጠር ልምዓት ናይ 2012/13/ዓ/ም ንመፍራይነት ዝኮዉን መዳበርያ ናብ ዝተፈላለያ ጣብያታት ምጉዓዓዝን ፣ ከምኡ እዉን መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ ከጫርት ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 21, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 7, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ሕንጣሎ ዋጅራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 7, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩምን

2 ናይ 2012 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐስኩም

3 ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት መስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ ዘለኩም : ናይ መሳርሒ ህንፃ ጥራይ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ወረሒ መጋቢት ዲክለሬሽን ክተቅረቡ እትክእሉ ናይ መጓዓዝያ ኣይሓትትን

5 ኩሉ ፋይናንሻል ጨረታ ቅደሕን ዋናን ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ክቀርብ ዝክእል

6 ተጫረታ ንመክበሪ ጨረታ ንሕድሕድ 5000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋጊፁ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዝ ዝክእል

7 ድሕሪ ቅሬታ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ሰዓራይ ኣካል ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

8 ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሃለዉ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይከዉን

9 ሰነድጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ወረዳ ሕንጣሎ ወጅራት ቢሮ ቁፅሪ 12 ከምእዉን 50 ቅርሺብምክፋል ሰነድ ጨረታ ዝርዝር ዝሐዘ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ኬዝ ቲም ዕደጋ ቁፅሪ 8 ምዉሳድ ትክእሉ

10 ኣብ ሕድሕድ ዋጋ ዝተሐተ ዋጋ ዝመልአ ሰዓሪ ይከዉን

11 ብተወሳኪ ኣብዚ ዘይተካተቱ መምርሒታት ብመምርሒ ስርዓት ዕድጋ ክልልና ኣዋጅ ቁፅሪ 255/2007

12 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሕሉ ግዘ 60 መዓልቲ ክፀንሕ ከም ዝክእል ክንገልፅ ንፈቱ

13 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 21/08/2012 ክሳብ 07/09/2012 ዓም ምዉሳድ ትክእሉ

14 ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 07/09/2012 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ተጫረቲ ብዘይምርካብም ከይዲ ጨረታ ኣይተኣጎጎልን

15 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ አማራፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪሓበሬታብስልኪቁፅሪ 03 44 37 02 46/09 46 88 23 54 ደዊልኩም ምሕታትትክእሉ