https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11255
ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፣ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 17, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 20, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 20, 2012 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዋንኡን ሐደ ኮፒን ከቅርበ ዝክእል

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን

3 ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት

4 ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ 3ተ መዓልቲ ናብ ቢሮ ፍትሒ ብምቅራብ ንግዲ ዶክመንትኩምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኩም እናገለፅና መወዳደሪኩም ሽምን ፌርማን አድራሻን ናይ ትኻልኩም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ካብ ዕለት 16/08/2012ክሳብ ዕለት 20/08/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ድ/ሰዓት ክትወዳደሩ ትኽእሉ

5 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 20/08/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ድ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 317 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 87 14 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ