https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11251
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ንሆስፒታል ዉቅሮ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ መድሓኒት ሜድካል ሳብላይን ሪኤጄንትን ፣ ሃለቅቲ መሳርሒ ፅሬት ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናይ ጣዉላን ዕንፀይትን ስራሕቲ ማለት አዉን መድሓኒት መደረደሪ ሸልፍ፣ ኮሞዲኖ ጠረፔዛን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 17, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 30, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10,000
  • ቦታ:ዉቅሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 30, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1ተጫረቲ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ስራሕ መረዳእታ ከቅርቡ ኣለዎም

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዝተመዝገቡ ምኻኖም መረዳእታ ዘቅርቡን

3 ኣብ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገቡ

4 መኸበሪ ጨረታ ቢድ ቦንድ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ንሕድሕድ ኣብ ላዕሊ ዝተገለፁ 10000.00 ቅርሺ ከትሕዙ ዝክእሉ

5 ተጫረቲ እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ 16/08/2012ዓ/ም ክሳብ 30/08/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ከፊሎም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይክእሉ

6 ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ሰነድ ጨረታ ነፀላን ጠቅላላ ዋን ምስ ባቱን ዊዝ ሆልዲግ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ክገብሩ ኣለዎም

7እቲ ጨረታ 30/08/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ዝክፈት ይከዉን

8 ናይቲ ዝሰዓሮ 10 ሚኢታዊ ብስፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ብምትሓዝ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 43 00 57