https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11232
ኤጄንሲ ምዝገባን መረዳእታን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ክልል ትግራይ ንዝተፈለለዩ ብሎት ዝተዘርዘሩ ዓይነት ንብረት ክዕድግ ይደሊ ሎት 1 ፈርኒቸር ሎት 2 ኤሌክትሮኒክስ ሎት 3 ፅሕፈት መሳርሒ ሎት4 ስፔር መኪና መለዋወጢ ኣቅሓ ሎት 5 ሕትመት
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 15, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 30, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 30, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

1 ናይ 2012ዓ/ም  በዚ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ክተቅርቡ አትክእሉ

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዩ ቁፅሪ ቲን ናምበር ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ሰርተፊኬት ከተቅርቡ እትክእሉ

3 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ ወርሒ ለካቲት 2012ዓ/ም ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 መወዳደሪ ዶክመንት ስርዝ ድልዘ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማህተምን ፌርማን ክህልዎ ይግባእ

6 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ኤጄንሲ ምዝገባን መረዳእታን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ክልል ትግራይ ፊትንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ኮምፕሌክስ ህንፃ ኤ/ም/መ/ት መሬት ከተማ ክልል ትግራይ ዳይሮክትሬትዕደጋ ፋይ/ን/ምምሕዳር 2ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅ
ሪ 228 ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምግዛእ ካብ ዕለት 15/08/2012ዓ/ም ክሳብ 30/08/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ዋጋ መሊኢኩም ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ኣታዊ ምግባር ትክእሉ ኢኩም

7 ተጫረቲ ከትሕዝዎ ዝግቦኦም ናይ ጨረታ መኸበሪ ንፈርኒቸር ብር 15000፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 5000 ብር፣ ኤሌክትሮኒክስ በር 5000፣ ስፔር 5000 ብር፣ ሕትመት 3000 ብር፣ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

8 አቲ ጨረታ ዕለት 30/08/2012ዓ/ም ልክዕ 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት

9 ኤጄንሲና እቲ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 በ40 54 23