https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11229
ኣብ ቢሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዘይቲ ሞተር ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዲ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 15, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 6, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:4000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 6, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነት ሰርተፊኬት ቲን ናይ ቫት ምዝገባ ሰርተፊኬትን ጥሪ ወርሒ ቫት ዲክለሬሽን ዘቅርቡ

2 ዝተዳለወ ስፔስፊኬሽን ካብ መደበኛ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ካብ ጨረታ ዝወኘሉ ዕለት 14/08/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 06/09/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ንሕድሕድ ዓይነት ጨረታ ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ዘይቲ ሞተር 4000 ብር ከትሕዝ ዝኽእል

4 እቲ ጨረታ ዕለት 06/09/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 06/09/2012ዓ/ም በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉሉ ይኽፈት

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሓደ ኦርጅናል ሓደ ኮፒነ ነኒ በይኑ ዝተዓሸገ ከቅርብ ዝኽእል

6 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 36 56