https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11219
ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ/እምባ ናይ ኢንድስትራል ናዉቲ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ የደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 15, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 30, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 30, 2012 05:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

1 ናይቲ ዝወዳደርሉ ንገዲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሃደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ መቅረባይነት፣ ቲን ካርድን ናይ ቫተ ሰርተፊኬት መረዳእታ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ ንናይ ወርሒ የካቲት 2012ዓ/ም ዲክለር ዝገበረ መረዳእታ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ብር እናከፈልኩም ካብ ዕለት 15/08/2012ዓ/ም ክሳብ 29/08/2012ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ሳ/ፃ/እምባ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ ምምሕዳር ምዉሳድ ዝክእል

4 ጨረታ መኸበሪ 5000 ብር ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል

5 አዚ ጨረታ ዕለት 30/08/2012ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ቅ/ሰዓት ተዓፅዩ ቅ/ሰዓት 5፡30 ኣብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስ ሳ/ፃ/እምባ ይክፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 47 05 56 /03 44 47 05 06 /03 44 47 02 79