https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11205
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ክ/ከተማ ሰሜን ንብረት ምምሕዳር ዝተፈላለዩ ዝዉገዱ ንብረት ንሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክነወግድ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 14, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 15, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 16, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድን ማህተም ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ኣብ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 15/08/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00

3 ተወዳደርቲ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ናይ መቅረባይነት ካርድ ዝሓደሱ መረዳእታ ዘቅርቡ ክኮኑ ኣለዎም

4 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 16/08/2012ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00