https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11161
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ኣብ ክ/ከተማና ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 20, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:4000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 20, 2012 04:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ ዘመኑ ግብሩ ዝኸፈሉ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ቲን ኣብ መቕረብቲ ዝተመዝገብሉ ናይ መቅረባይ መረገጋገፂ ሕጋዊ ማህተም ኣብ ሕድሕድ ፖስታን ጨረታ ሰነድን ገይሩ ዘቅርብ ትኽእል

2 ናይ የካቲት 2012ዓ/ም ቫት ሪፖርት ከቅርብ ዝክእል ንቫት ተመዝገብቲ

3 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ/ክ/ከ//ሰሜን ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ምልክታ ካብ ዝወፃሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ምግዛእ ይካኣል

4 ናይ ጨረታ መኸበሪ ስፒኦ ወይ ብዝተፈለጠ ባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት 4000 ብር ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 3000 ብር ከትሕዝ ዝክእል

5 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉእዋን ካብ ዕለት 05/08/2012ዓ/ም ክሳብ 19/08/2012ዓ/ም ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ 20/08/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ሰዓት ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ ይኽፈት

6 ሰዓራይ ምስ ተነፀረ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

8 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 79 10