https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11129
ኢንስትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ናይ ሪኤጄንት ኣቅሑት አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 30, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 2, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 2, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኬሚካልን ሪኤጀንት/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን መቕረባይነትን ዝተመዝገብኩም

2 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል ይዕድም

3 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ 29/07/2012 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 02/08/2012ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት እሱ ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 3፡30 ይክፈት

4 ቢሮና መማረፂ እንተረኪቡ በቲ ጨረታ ኣይግደድን