https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11119
ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ክዕድግ ንደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 29, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 30, 2012 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 30, 2012 10:02 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 28/07/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 30/07/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ክሳብ ሰዓት 10፡00  ይኸዉን

2 ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፈቃድ ቲን ሰርተፊኬት ናይ መቕረባይን ሰርተፊኬት ከተቕርቡ ንሕብር 

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 18 75