https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11115
ኣጎልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ክልል ትግራይ ዝተቃፀሉ ትራንስፎርመራት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከፀግን ስለዝደሊ ሕጋዊ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 29, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 13, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 13, 2012 08:32 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ምግጣምን ፅገናን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

1 ተጫረቲ ዝስዕብ ጨረታ 4000 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 29/07/2012ዓ/ም ክሳብ 13/08/2012ዓ/ም ብምግዛእ ክትወዳደሩ ትክእሉ

2 እቲ ጨረታ 13/08/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

3 እቲ ትካል ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 67 12