https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11107
ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅ/ት ፀጥታን ምም/ርን ክ/ከ/ቀ/ወያነ ናይ ፀጥታ ስራሕቲ ግልጋሎት ክረክብ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 25, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 28, 2012 10:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 28, 2012 10:32 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ስራሕቲ ሓለዋ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ተ.ቁ

ዓይነት

መለክዒ

በዝሒ መኪና

1

መኪና ከራይ

ብቁፅሪ

01

  1 ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀረበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 28/07/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡00

3 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፈቃድ ዝሓደሰን መቕረባይነትን ቲን ቁፅርን መዳእታ ከቕርቡ ኣለዎም

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 28/07/2012ዓ/ም ሰዓተ 10፡30

ንተወሳኪ 09 42 40 51 23